ንቆልዑ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ ሳይንስ:ቴክኖሎጂን ምህንድስናን ክነጥፉ ዝሕግዝ ማሕበራዊ ትካል-ኣምበሳ ፕለይ
ኣምበሳ ፕሌይ(Ambesa Play) ካብ 3 ክሳብ 13 ዓመት ንዝዕድሚኦም ኣብ መላእ ዓለም ንዘለው ቆልዑ ኣብ ዓውድታት ትምህርቲ ሳይንስ:ቴክኖሎጂ:ቁጽሪን ምህድስና ስልጠና ዝህብን ንቆልዑ ትምህርቲ እንዳሃበ ዘዛንይ መጻወቲ ዘዳልው ትካል’ዩ። መስራቲት’ዚ ኣብ ለንደን ዝመደበሩ ማሕበራዊ ትካል Social Enterprise ኣምበሳ ፕላይ ሳራ በራኺ ኣዘራሪብናያ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ