ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሚያዝያ 1,2022 ዜና ( ፕሮግራም መግቢ ዓለም ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ክልል ትግራይ ምእታወን ሓቢሩ: ኢትዮጵያ ንምቁራጽ ድምጺ መርማሪት ኮሚተ ሕ/ሃ ዝገበረቶ ፈተነ ኣይተዓወተን: ኣብ ክልል ሶማል ዝረአ ደርቂን ካልኦትን) ዕላል ምስ ሰለስተ ጊዜ ሻምፕዮን 10 ሽሕ ሜትሮ ዝኾነት ኤርትራዊት ፈረንሳዊት ኣትሌት መቅደስ ወልዱ መደብ ቂሔ ጽልሚን የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 23, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ታሕሳስ 22, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ታሕሳስ 21, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ታሕሳስ 20, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ታሕሳስ 19, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ታሕሳስ 18, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ