ዂናት ዩክሬን ሩስያን ብዓይኒ ጽልዋ ቁጠባ ዓለም
ዂናት ዩክሬን ሩስያን ስዒቡ ኣሰራርዓ ቀረብን ጠለብን ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ብፍላይ ድማ ነዳዲ ዋግኦም ክውስኽ ተራእዩ። ምስ ምውሳኽ ዋጋ ነዳዲ ዋጋ መጉዓዝያ፥ መግብን ካልኦት ኣቑሑት ከምዝውስኽ ሰብ ሞያ የጠንቅቑ። ኣብ ዓውዲ ጽልዋ ዕደና ኣብ ቁጠባ መጽናዕቲታት ዘካየደ ህጹይ ዶክትሬት ካብ ኲዊንስላንትድ ዩኒቨርሲቲ ኣውስትራልያ ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ