ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዕዞ ስደት ሓንቲ ስድራ ካብ ኣብ ከተማ ኪየቭ ናብ ፖላንድ


ጉዕዞ ስደት ሓንቲ ስድራ ካብ ኣብ ከተማ ኪየቭ ናብ ፖላንድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

ነብስወከፍ ብሰንኪ ወራር ሩስያ ዝፈናቐል ዩክሬናዊ፡ ብዛዕባ ምፍልላይ ስድራቤታትን ክሳራታትን ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ የዘንትዉ። ስድራቤት ናኮቭና ሓንቲ ካብዞም ስድራቤታት'ያ ካብ ሰለስተ ክሳብ 70 ዓመት ዕድመ ዘለዎም አባላት ስድራቤት ዝሓዘት`ያ። ኣብ ፖላንድ ሓደ ስድራቤት ተቐቢሎማ`ለዉ። ካብ ዋና ከተማ ኪይቭ ናብ ፖላንድ ንምእታው ንክልተ መዓልታት ኣማኢት ኪሎ ሜትራት ተጓዒዛ።

XS
SM
MD
LG