ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ


ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:58 0:00

ብደብዳብ ከቢድ-ብረት ራዕዲ ዝኣተዎም፡ ካብ ስድራቤቶም ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብቲ ሓዊ ዝተፍእ ቃጸሎ መሬት ብእግሮም ክምርሹ ይረኣዩ። እቲ ትርኢት ኲናት ኢትዮጵያ ካብ ዝጅምር ንደሓር፡ ብሕልፊ እኳ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ልሙድ እናዀነ ክመጽእ ጸኒሑ።

XS
SM
MD
LG