ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራዊ መደረ ፕረዚደንት ባይደን


ሃገራዊ መደረ ፕረዚደንት ባይደን
please wait

No media source currently available

0:00 1:59:58 0:00

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ፈላማይ ሃገራዊ መደረ ንአባላት ክልቲኡ ፓርቲ ኮንግረስ ሎሚ ረቡዕ መጋቢት 1,2022 ብኣቆጽጽራ ዋሽንግተን ዲሲ ምሸት ሰዓት 9:00 ክህቡ'ዮም። ወራር ሩስያ ኣብ ዩክሬን፥ ዓለምለኸ ለበዳ ቫይረስኮሮናን ቁጠባ ኣመሪካን ኣብቲ መደረ ካብ ዝላዓሉ ዛዕባታት'ዮም። ኣመሓዳሪ ግዝኣት ኣይዋ ኪም ሬነልድስ ካብ ሪፖብሊካን ፓርቲ ድማ ግብረመልሲ ክህቡ'ዮም። ክልቲኡ መደረታት ብቐጥታ ብድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ክመሓላለፍ'ዩ።

XS
SM
MD
LG