ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ - ኣብ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ስነ-ጥበባዊ መርከብ ባርያጋብር (ቦኒትዋ)


ቃለ መጠይቕ - ኣብ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ስነ-ጥበባዊ መርከብ ባርያጋብር (ቦኒትዋ)
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:09 0:00

ውሩይ ስነ-ጥበባዊ መርከብ ባርያጋብር (ቦኒትዋ) ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሱዳን ናብ ዝርከቡ መዓስከራት ስደተኛታት ብምምራሕ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ስርሓት የበርክት ኣሎ ። ከምኡ'ውን ኣብ ቀረባ ኣስመላሽ ግራንት ፋዉንዴሽን ዘመረቆ፟ ኣብቲ መዓስከር ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ኣምባሳደር ኮይኑ ተረኺቡ ነይሩ ። ንሰብኣዊ ስራሕቱን ተመክሮኡን ብዝምልከት ድምፂ ኣሜሪካ ኣዘራሪቡዎ ኣሎ ።

XS
SM
MD
LG