ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዓይኒ ወሃቢት ቃል ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣብያተ-ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)፥ ትካል ተመለስቲን ስደተኛታትን ዓርርዓ ወይ ድማ በዚ ሓድሽ መጸውዒኡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ብምዕጻዉ ብዙሓት ኤርትራውያን ንኸቢድ ጸገም ተቓሊዖም ኣለዉ። ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ፡ ንወሃቢት ቃል ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ጨንፈር ምብራቕ ኣፍሪቃ ሚስ ፈይዝ ካሲና ኣዘራሪብናያ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG