ኵነታት ትግራይ ካብዚ'ኸ ናበይ? (1ይ ክፋል)


ኵነታት ትግራይ ካብዚ'ኸ ናበይ? (1ይ ክፋል)

No media source currently available

ድሕሪ ምንስሓብ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እቲ ዝቕጽል ምዕራፍ‘ከ እንታይ‘ዩ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ክዛተዩ ዶክተር ሙሉጌታ ገብረዝጋብሄር ካብ ኣመሪካን ዶክተር ጌታቸው ኣሰፋ ካብ ካናዳ‘ዮም።

​
XS
SM
MD
LG