ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወትሩ ምስ መሳርሒ ክዳን-ዓብዱሰላም ዓብዳይ


ወትሩ ምስ መሳርሒ ክዳን-ዓብዱሰላም ዓብዳይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:33 0:00

ምሩቕ ዓውዲ ፊይስክስ ካብ ዩኒቨርስቲ ኣስመራ፡ ዓብዱሰላም፡ ኣብ ኣስመራ ካብቶም ወሓሉ ሰራሕቲ ማዕጹን መሳዅትቲን’ዩ ነይሩ። ሕጂ ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ዝነበር ዘሎ ዓንዱሰላም፡ ድሕሪ ናይ ኣመሪካ ስደቱ ግን ዓውዲ ቀዪሩ’ዩ። ኣብቲ ብውዝቢ ዝኣተዎ ሞያ ምግብና ግን ውሕልነቱ ኣይተጋደፎን። ንጕዕዞ ህይወቱ፡ ስራሓቱ፡ ኮቪድ-19 ዝፈጠሮ ናይ ህይወቱ ምምዝባልን ካልእ ተዛማዲ ኣርእስታትን ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG