ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ካብን ናብን እንግሊዝኛ - ትግርኛ እትትርጉም ማሽን ማዕቢላ


ኣብ ኤርትራ ካብን ናብን እንግሊዝኛ - ትግርኛ እትትርጉም ማሽን ማዕቢላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:57 0:00

ንቶኒዮ ሳሚኤል፡ዑስማን ሮመዳን፡ ፋኑኤል ሃብተማርያም፡ሄርሞን እስቲፋኖስ ፡ናትናኤል መንግስትኣብን ሮቤል ዮሃንስን ዝተብሃሉ ተማሃሮ ሓሙሻይ ዓመት ምህንድስና ኮምፕዩተር ኮለጅ ማይ ነፍሒ ፡ምሉእ ሓሳባት ካብ ትግርኛ ናብ እንግሊዝኛ፡ካብ እንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ እትትርጉም ማሽን ከምዘማዕበሉ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም

XS
SM
MD
LG