ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንግዳዊ ምርኢት ውስጠ ኣፍሪቃ - ደርባን (IATF) ብዓይኒ ኤርትራዊ ተዓዛባይ


ንግዳዊ ምርኢት ውስጠ ኣፍሪቃ - ደርባን (IATF) ብዓይኒ ኤርትራዊ ተዓዛባይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:18 0:00

ኣብ ውሽጢ ኣፍሪቃ ንዝካየድ ንግዲ ንምብርታዕ ዝዓለመ ዓውዲ ምርኢት ኣብ ደርባን ደቡብ ኣፍሪቃ ካብ ሕዳር 15 ክሳብ 21,2021 ተኻይዱ። ኣብቲ ምርኢት ካብ 128 ሃገራት ዓለም ካብዚ ኣተን እተን 46 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ኣስታት 10 ሽሕ ዝኾኑ ተሳተፍቲ ተረኺቦም ኔሮም።

XS
SM
MD
LG