ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መዓልቲ ምስጋና ኣመሪካ ምስ ቀይዲታት ቫይረስኮሮና ብኸመይ ይዝከር


መዓልቲ ምስጋና ኣመሪካ ምስ ቀይዲታት ቫይረስኮሮና ብኸመይ ይዝከር
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:09 0:00

ኣብ ኣመሪካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት መወዳእታ ሰሙን ሓሙስ ወርሒ ሕዳር ዝኽበር መዓልቲ ምስጋና ሎሚ ተዘኪሩ ውዒሉ'ሎ፣ ብፍላይ ምስ ለበዳ ኮቪድ ተተሓሒዙ ኣብዝሓለፈ ዓመት ምትእኽኻባት ስድራ ኣብ ዘይነበረሉ ሎሚ ዓመት ብኸመይ ይኽበር ኣሎ ዝብል ንወ/ሮ ጀምበር ገብረሂወትን ኣቶ እዮብ ተኽላኣብን ኣዘራሪብና አለና።

XS
SM
MD
LG