ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር)ዘማዕበሉ ኤርትራውያን መሃንድሳት


ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር)ዘማዕበሉ ኤርትራውያን መሃንድሳት
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:12 0:00

ኣርባዕተ ናይ ሓሙሻይ ዓመት ተማሃሮ ምህንድስና ኮለጅ ማይ ነፍሒ ዝኮኑ መንእሰያት ናይ ትግርኛ ጽሑፍ ናብ ድምጺ እትቕይር ማሽን(ሞተር) ኣማዕቢሎም።እዛ ማሽን ብሰብ ሰርሖ ብልሒ (ኣርቲፊሻል እንቲሊጀንስ) ትዓዪ ብምዃና ካብተን ቅድሚ ሕጂ ዝማዕበላ ተመሳሳሊ ጥቕሚ ዘለወን ስርሓት ዝትፈለየተን ዝሓሽ ንጻረ ድምጽን ኣደማምጻን ዘለዋን ከምዝኾነተን እቶም መሃንድሳት ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG