ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቤል ሙሉጌታ ኣብ ዳላስ-ቴክሳስ ንቀዳማይ ምርጫ ኣባል ባይቶ ወካልቲ ህዝቢ ይወዳደር


Abel Mulugeta

ኣቤል ሙሉጌታ ምሁር ሕጊ ኰይኑ፡ ኣብ ዳላስ-ቴክሳስ ንቀዳማይ ምርጫ ኣባል ባይቶ ወካልቲ ህዝቢ ዝወዳደር ዘሎ’ዩ።

Abel
Abel

ብዛዕባ መደባቱ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና፡ ንምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ መላግቦ ጠውቑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:57 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG