ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳን ቤት ምኽሪ ሉኣላዊነት'ታ ሃገር ብምፍራስ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ


ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳን ቤት ምኽሪ ሉኣላዊነት'ታ ሃገር ብምፍራስ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:25 0:00

ወታሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ቡርሃን ቤት ምኽሪ ሉኣላዊነት ሱዳን ምፍራሱን ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣብታ ሃገር ምእዋጁን ሎሚ ሶኑይ ኣፍሊጡ:: ንሱ ነዚ ዘፍለጠ ቁሩብ ሰዓታት ድሕሪ ወታሃደራዊ ኣዘዝቲ ንቐዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶኽ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ምእትዎም'ዩ::

XS
SM
MD
LG