ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕሮግራም መግቢ ዓለምን ሕ/ሃን ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንግዳያት ኲናት ቐዳማይ ዙር ሓገዝ ምብጽሖም ተገሊጹ

ፕሮግራም መግቢ ዓለምን ሕ/ሃን ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንግዳያት ኲናት ቐዳማይ ዙር ሓገዝ ምብጽሖም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:21 0:00

ፕሮግራም መግቢ ዓለም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ኲናት ግዳያት ንዝኾኑ ቀዳማይ ዙር ረዲኤት ምብፅሑ ኣፍሊጡ ። ናብ ክልል ትግራይ ግን ሎሚ'ውን ክበፅሕ ዘይምኽኣሉ ገሊፁ ።

XS
SM
MD
LG