No media source currently available
ኣብ ክፍለ ግዝኣት መሪላንድ ትርከብ ኤሪስታር ትብሃል ናይ ኤርትራውያን ክለብ ስፖርትን መንእሰያትን በብዓመቱ ንተመሃሮኣ ብሓደ ጠርኒፋ ክተመርቕ ብርክት ዝበሉ ዓመታት ጌራ'ላ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘመን 2021 ዓመት ድማ 23 ካብ ካልኣይ ደረጃን ካብ ኮለጅን ንዝተመረቑ ተመሃሮ፥ ናይ ኣፍልጦን ሽልማትን በዓል ጌራትሎም ኔራ።