ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ክልል ትግራይ ሃዲሞም ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ደሃይ ዝገደፍዎም ስድራቤታት ከምዘሻቅሎም ገሊጾም


ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሃዲሞም ካብ ትግራይ ናብ መዓስከራት ምብራቅ፟ ሱዳን ዝኣተዉ ስደተኛታት ንድሕሪት ዝተረፉ ስድረኦም ኣብ ከመይ ኩነታት ከምዝርከቡ ዝፈልጥዎ ነገር ከምዘየለ ተዛሪቦም ።

XS
SM
MD
LG