ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ረድኢ ክፍለ(ባሻይ)፥ ወግዒ ብዛዕባ ቀደምን ብዛዕባ ምባልን ምብህሃልን


ኣቶ ረድኢ ክፍለ(ባሻይ)፥ ወግዒ ብዛዕባ ቀደምን ብዛዕባ ምባልን ምብህሃልን
please wait

No media source currently available

0:00 0:48:04 0:00
ብባሻይ' ዩ ዝፍለጥ፡ ዕድመ ልዕሊ ሰብዓዩ። ኣብ ኣስመራ ኣብ ካልኣይ ክፍሊ ከሎ ከም ኣቦ ኮይኑ ድሕሪ ምስ ተዋስአ'ዩ 'ባሻይ' ትብል ሽም ለጊባቶ።

ኣቶ ረድኢ ክፍለ በርሀ፡ ብዛዕባ ድሕሪ ባይትኡ፡ ከምኡ ድማ ብዛዕባ ኣብ ታሪኽን ሕብረተሰብን ክህሉ ዝግብኦ ልቦናን ምድምማጽን ምስ ተመክሮኡ ኣተሓሒዙ ኣዋጊዑና'ሎ። ባሻይ መጽሓፍቲ'ውን ደሪሱን ኣብ ምጽሓፍ ድማ ይሳተፍን'ዩ።
XS
SM
MD
LG