ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መሮን ሰመዳር ንምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ይወዳደር


መሮን ሰመዳር ንምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ይወዳደር
please wait

No media source currently available

0:00 0:24:38 0:00

መሮን ሰመዳር፡ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ጀሚሩ ኣብዚ ኣብ ዩኤስ'ውን ኣብ ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን መሰል ስደተኛታትን፡ ከምኡ'ውን ማዕርነት ኣፍሪቃውያን ብሓፈሽኡ መሰል ጸለምቲ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ ፥ሕጂ ድማ ናብ ቤት መኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ንምእታው ይወዳደር ኣሎ።

መሮን ኣብ ምርጫ ክወዳደር ዝገበሮ ውሳነ ካብ ናይ ሳሕል ኣተዓባብይኡ ዝብገስን ኣብ ጉዕዞ ህይወቱ ዘጋጠሞን ዝተዓዘቦን ጥምየት ክብሪ ደቂሰባትን ምዃኑ ይገልጽ፥
XS
SM
MD
LG