ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምስ ነበርቲ ላስ ቨጋስ ኣብ ጽልዋታት ኮቪድ-19


Tedros Bahta
Tedros Bahta

Fitsumbrahn Ghebremeskel
Fitsumbrahn Ghebremeskel


ብሰንኪ ኮቪድ 19 መብዛሕተአን ከተማታት ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ እገዳታት ምጽነሐን ዝፍለጥ እዩ ። ነዚ ኣመልኪትና ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ክልተ ኣጋይሽ ኣዘራሪብና ኣለና ።

ፍፁም ብርሃን ገብረመስቀልን ቴድሮስ ባህታን ይበሃሉ። ኣብከተማ ላስቬጋስ ንልዕሊ 13 ዓመታት ዝነበሩ እዮም። ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ውልቀ ዝተዋፈሩ እዮም ። ኮቪድ 19 ከምይ ናብርኦም ከምዝሃሰዮን ድሕሪ ምልዓል እገዳታት ተዓፅዮም ዝነበሩ ስራሕቶም እካ እንተጀምሩዎ እቲ ስራሕ ክምለስ ከምዘይከኣለን ዝርገሐ እቲቫይረስ እውን እናወሰኸ ይኸይድ ከምዘሎን ነጊሮምና ኣለው:

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:45 0:00


XS
SM
MD
LG