ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕፉዝ ኢብራሂም፥ ኣባል መሪሕነት ባይቶ ይኣክል ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን(ዲ ኤም ቪ)


ማሕፉዝ ኢብራሂም፥ ኣባል መሪሕነት ባይቶ ይኣክል ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን(ዲ ኤም ቪ)
please wait

No media source currently available

0:00 0:25:09 0:00

ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንኣዋርሕ ተጎናዲቡ ዝጸንሐ ምምስራት ባይቶ ይኣክል ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን፡ ዝሓለፈ ቀዳም 29 ነሓሰ 2020 ተመስሪቱ'ሎ ከም ሓበረታ ኣሰናዳእቲ'ቲ ኣኼባ።

እቲ ብናይ ዙም ቪድዮ ብርሕቐት ዝተኻየደ ኣኼባ ብቕሉዕን ናጻን ዝተኻየደን ደሞክራሲያዊ ኣገባብ ዝተኸተለን ምንባሩ'ውን ተጠቒሱ'ሎ።
ምስ ኣባል መሪሕነት ባይቶ ይኣክል ጨንፈር ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ኣቶ ሙስጠፋ ኢብራሂም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG