ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ክለብ ኣስታና መርሃዊ ቅዱስ


ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ክለብ ኣስታና መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ጉዳይ ጽልዋ ውሸባ ቫይረስ ኮሮናን ስፖርትን ብሓፈሻ ኣብ ምሕላው ቁመናን ድማ ብፍላይ ኣመልኪቱ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ናይ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምክትታል ይከኣል።

XS
SM
MD
LG