ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ስርዓት ቀብሪ ህቡብ ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተፈጺሙ


ስነ ስርዓት ቀብሪ ህቡብ ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ተፈጺሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:41 0:00

ንሞት ድምጻዊ ሃጫሉ ስዒቡ ኣብ ዋና ከተማ አዲስ አበባን ክልል ኦሮምያን ብዝተላዕለ ተቓውሞን ግጭትን ልዕሊ 80 ሰባት ምሟቶም ይግለጽ ኣሎ። ድምጻዊ ሃጫሉ ሶኑይ ምሸት ኣብ ዋና ከተማ አዲስ አበባ ገላን ኮንደሚነም ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ካብ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ብዝተተኾሰሉ ጥይት ምሟቱ ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG