ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምፍናው ሬሳ ህቡብ ድምጻዊ ኣፋን ኦሮሞ ሃጫሉ ሁንዴሳ ካብ አዲስ አበባ ናብ ኣምቦ


ምፍናው ሬሳ ህቡብ ድምጻዊ ኣፋን ኦሮሞ ሃጫሉ ሁንዴሳ ካብ አዲስ አበባ ናብ ኣምቦ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:26 0:00

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ አዲስ አበባ ንሬሳ ህቡብ ድምጻዊ ኣፋን ኦሮሞ ሃጫሉ ሁንዴሳ ናብ ትውልዲ ዓዱ ኣምቦ ኣፋንዮም።ብናይ ተቓውሞ ዜማታቱ ዝፍለጥ ሃጫሉ ትማሊ ሶኑይ ምሸት ኣብ አዲስ አበባ ብዝተተኾሰሉ ጥይት ህይወቱ ምሕላፉ ይፍለጥ። ኮሚሽነር ፖሊስ ከተማ አዲስ አበባ ኮሚሽነር ጌቱ አረጋው ንመሓውራት ዜና ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝ ሃብዎ መብርሂ ብሞት’ቲ ድምጻዊ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ገሊጾም: ተወሳኺ ዝርዝር መብርሂ ግን ኣይሃቡን።

XS
SM
MD
LG