ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ስነ ጥበብ ተስፋን ምጽንናዕን ከምዝርከብ ዝገልጽ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ሊብያ


ካብ ስነ ጥበብ ተስፋን ምጽንናዕን ከምዝርከብ ዝገልጽ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣብ ሊብያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:58 0:00

ወዲ 29 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ ሰለሙን ገብረዮናስ ኣብ ሊብያ ስለስተ ዓመት ከምዝገበረ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝርግሓ ቫይረስኮሮና ንምግታእ ኣብታ ሃገር ተአዊጁ ዘሎ ምዕጻውን እገዳ ምንቅስቃስን ንናብራ ብዙሓት ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ኣጸጋሚ ጌሩዎ ከምዘሎ ይገልጽ። ስለዝኾነ ድማ ኣብዚ ኣጸጋሚን ፈታኒን እዋን ተስፋን ምጽንናዕን ንምርካብ ኣብ ስነ ጥበብ ከምዝውከል ሰለሙን ይሕብር።

XS
SM
MD
LG