ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን፡ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ንስራሕተኛታት ጥዕና ኣፍልጦ ብምሃብ ኣመስጊኖም

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን፡ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ንስራሕተኛታት ጥዕና ኣፍልጦ ብምሃብ ኣመስጊኖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:34 0:00

ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን፡ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ፥ዝሓለፈ ሰሙን ኣብዚ ከባቢ ናብ ዝርከባ ሆስፒታላት ብምብጻሕ፥ ኣብ ምክልኻል ኮሮናቫይረስ ኣብ ቅድመ ግንባር ኮይኖም ንዘገልግሉ ዘለዉ ንስራሕተኛታት ጥዕና ነቲ ዝገብርዎ ስራሕ ኣፍልጦ ብምሃብ ኣመስጊኖሞም ኔሮም።

​
XS
SM
MD
LG