ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን ኣንጻር ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ዝዓለመ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ


ሱዳን ኣንጻር ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ዝዓለመ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:00 0:00

ሱዳናዊያን ዝርግሓ ቫይረስ ኮሮና ንምክልካል ተባሂሉ ኣብታ ሃገር ዝተነብረ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ዋና ቤት ጽሕፈት ሰራዊት’ታ ሃገር ንል ኡኽ ሕቡራት ሃገራት ዝቓወም ሰልፊ ምክያዶም ተገሊጹ።

​
XS
SM
MD
LG