መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንመበል ሻድሻይ ጊዜ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝምራሕ በረራ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ አካይዱ
ትማሊ ኣብ መላእ ዓለም ዝተዘኸረ ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምክንያት ብምግባር መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምሉእ አባላት’ታ ነፋሪት ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነት ነፋሪት ብምሓዝ ካብ አዲስ አበባ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ትማሊ ሰንበት ኣትያ’ላ። እቲ መንገዲ ኣየር ብደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝምራሕ በረራ ናብ ኣሜሪካ ከካይድ እዚ ፈላማይ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ