ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምውንጫፍ ፈላማይቲ ሳተላይት ኢትዮጵያ ናብ ጠፈር


ምውንጫፍ ፈላማይቲ ሳተላይት ኢትዮጵያ ናብ ጠፈር
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:15 0:00

ኢትዮጵያ ፈላማይ ሳተላይት ናብ ህዋ ወንጪፋ።እታ ሳተላይት ሎሚ ዓርቢ ካብ ናይ ቻይና ማእኸል ናብ ጠፈር ተወንጪፋ’ላ። ሰበስልጣን ኢትዮጵያን ቻይናን፣ ተመራመርቲን ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ማእኸል መዐዘብን ምርምርን እንጠጦ ነቲ ናይታ ሳተላይት ምውንጫፍ ብናይ ርሕቐት መቆፃፀሪ ሳተላይት ብቐጥታ ተኸታቲሎምዎ ኣለው።

XS
SM
MD
LG