No media source currently available
ሰበ ስልጣን ኬንያ ኣብታ ሃገር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብ ስዒቡ ዝተራእየ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ናብ 65 ክብ ምባሉን ሸውዓተ ሰባት ድማ ሃለዋቶም ከምዘይተረኽበ ሓቢሮም ኣለው።