ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲዳማ መበል 10ይቲ ክልል ኢትዮጵያ ኮይና


ሲዳማ መበል 10ይቲ ክልል ኢትዮጵያ ኮይና
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:31 0:00

ናይ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ምክትል ኣቶ ውብሸት አያሌ ንውጽኢት ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ሎሚ ኣማስይኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ወግዓዊ ጌሮም:: ብመሰረት እቲ ህዝበ ውሳነ 98.51 ሚእታዊት መረፅቲ ሲዳማ ክልል ክኸውን ድምፂ ሂቦም:: 1.8 ሚእታዊት መረፅቲ ድማ ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ክትፀንሕ ድምፂ ሂቦም::

XS
SM
MD
LG