ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ፅባሕ ክካየድ እዩ


ህዝበ ውሳነ ሲዳማ ፅባሕ ክካየድ እዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:24 0:00

እዚ ልዕሊ 2.3 ሚልዮን መረፅቲ ዝተመዝገብሉ ምርጫ ብሰላማዊ መንገዲ ክዛዘም ምምሕዳር ዞባ ሲዳማ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊፁ:: ፅባሕ ንዝካየድ ምርጫ መረፅትን ኣፈፀምቲ ምርጫን ድልውነቶም ርእይቶኦምን ሂቦም ኣለው።

XS
SM
MD
LG