ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔት ወርክ ካልኣይ ዓመታዊ አኼብኡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ አቓኒዑ


ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔት ወርክ ካልኣይ ዓመታዊ አኼብኡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ አቓኒዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:33 0:00

ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔት ወርክ ዝተባህለ ትካል ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝነብሩ ኣፍሪቃዊያን ፈጠርቲ ስራሕ ንምብርታዕን ንምሕያል ዝነጥፍ ትካል’ዩ።እዚ ኣብ ሲልኮን ቫሊ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ዝመደበሩ ትካል ከም አካል ዝሓለፈ ዓመት ዝጀመሮ ተበግሶ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ካልኣይ ዓመታዊ አኼብኡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን አካይዱ።

XS
SM
MD
LG