No media source currently available
ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ተረኺቦም ኣብ ልዕሊ ኣመንትን ቤተ ክርስትያን ዝበጽሕ ዘሎ ንዝበልዎ በደል ብሰልፊ ገሊጾም። መንግስቲ ድማ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዖም።