ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሔረሰብ ኦሮሞ ዝተራእየን ዝርግሓኡ እናገፍሓ ዝመጸ ጻህያይ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሔረሰብ ኦሮሞ ዝተራእየን ዝርግሓኡ እናገፍሓ ዝመጸ ጻህያይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:49 0:00

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሔረሰብ ኦሮሞ ዝተራእየን ዝርግሓኡ እናገፍሓ ዝመጸ ጻህያይ ንፍርያምነት’ቲ ከባቢ ብኣሉታ ይጸልው ምህላው ሓረስቶት’ቲ ከባቡ ይሕብሩ። ናይቲ ዞባ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ሕርሻ እቲ ጻህያይ ዘስዓቦ ጸገም ክረአ ከሎ ዝተፈላለዩ አካላት ብሓባር ኮይኖም ክሰርሑ ይግባእ ክብል ጻውዒቱ ኣቕሪቡ። ብተወሳኺ ዕቱብ ስጉምቲ ብዘይምውሳዱ እንበር እቲ ጸገም ብዓቕሚ ሰብ ክፍታሕ ይከኣል ኢሉ ከምዝኣምን ሓቢሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG