ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ስፖርት ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ብዛዕባ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ 2019 ራባት ሞሮኮ


ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ስፖርት ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ብዛዕባ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ 2019 ራባት ሞሮኮ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:50 0:00

ኤርትራ ኣብ  ራባት ሞሮኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ 2019 ብሽዱሽተ ዓይነታት ስፖርት ትሳተፍ ኣላ። ኤርትራ ትሳተፈሎም ዘላ ዓይነታት ስፖርት ሰደቓ ተኒስ፤ ኣትለቲክስ፤ ብሽክለታ፤ ባድመንተን፤ ምሕምባስን ቸስን እዮም።  ነዚ ብዝምልከት ጋዜጠኛ ስፖርት ክብርኣብ ተሳፋሚካኤል ምስ ሃገራውያን ጋንታታት ኤርትራ ኣብቲ ቦታ ይርከብ።

XS
SM
MD
LG