186 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ተገሊጹ
ኤስኦኤስ ሜዲተራንንያን ዝተባህለ ትካል ግብረ ሰናይ ኣስታት 81 ስደተኛታት ትማሊ ሰንበት ቕድሚ ቑሩብ ደቓይቕ ድማ 105 ስደተኛታት ካብ ገማግም ባሕሪ ምሓኖም ገሊጹ’ሎ።ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ብዘስፈሮ መልእኽቲ መሰረት ዳሕረዋይ ስርሒት ህይወት ኣድሕን ናይ ህይወት ኣድሕን ጀልባ ብምትዃሱ ስደተኛታት ናብ ባሕሪ ምውዳቖም ግን ኹሎም 105 ስደተኛታት ብደሓን ናብታ ዓባይ መርከብ ምብጽሖም ሓቢሩ ኣብዚ ሕጂ እዋን 356 ስደተኛታት ኣብታ መርከብ ከምዘለው ገሊጹ።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 25, 2024
ሓባራዊ ፍወሳ -- ኣብ ህዝባዊ ስፍራ
-
ታሕሳስ 25, 2024
በዓል ልደት -- ኣብ ትሕቲ ሰግለለት ኲናትን ተስፋን
-
ታሕሳስ 23, 2024
ቢዘን- ፋውንደሽን ንትምህርትን ስልጠናን
-
ታሕሳስ 23, 2024
ትራምፕ፡ ንመትረብ ፓናማ፡ ናብ ምምሕዳር ኣመሪካ ክመልሶ ከም ዝኽእል የጠንቅቕ
-
ታሕሳስ 23, 2024
ማላዊ- ሓቀኛ ሓበሬታ ንምዝርጋሕ ዝሰርሕ ትካል
-
ታሕሳስ 20, 2024
ኣቤል መድሃኔ ገብረየሱስ ምስ ሓድስ መጽሓፉ