ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወለዲ ክለብ ስፖርት ኤርትራዊያን መንእሰያት ደንደን ብዛዕባ ኣመሰራርታን ዕላማን’ታ ጋንታ ይዛረቡ


ወለዲ ክለብ ስፖርት ኤርትራዊያን መንእሰያት ደንደን ብዛዕባ ኣመሰራርታን ዕላማን’ታ ጋንታ ይዛረቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:08 0:00

ወለዲ ክለብ መንእሰያት ደንደን፡ ብዛዕባ ኣመሰራርታ፡ ዕላማን ፡ ብኸመይ ናብ ኣርኣያነት ዝሓዘ ደረጃ ብቕዓት ክትበጽሕ ከምዝኸኣለትን የብርሁ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ መጀመርያ ኣብ ሚኒሶታ ኣብ ዝተኻየደ መበል 34 ፈስቲቫል ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣሜሪካ ክለብ ደንደን ኣብነታዊት ጋንታ ተባሂላ ተረቑሓ ኔራ።

XS
SM
MD
LG