ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚነሶታ፡ ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካን መረረት ጋንታ ስያትል ሞሞናን


ሚነሶታ፡ ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካን መረረት ጋንታ ስያትል ሞሞናን
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:20 0:00

ኣብ ሚነሶታ ዝተኻየደ መበል 34 ውድድራት ስፖርት ፈደረሽን ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ፡ ካብ ቀዳማይ ድቪጅን ብዓወት ጋሽ ባርካ ተዛዚሙ`ሎ፡ ምስኣ ንዋንጫ ሓሊፋ ዝነበረት ጋንታ ስያትል ስለምንታይ ምጽዋት ኣብያ ዝብል ንፈደረሽንን ሓለፍቲ`ታ ጋንታን ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG