ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋንታ ጋሽ ባርካ ሳውዝ ሳኮታ ተዓዋቲት መበል 34 ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራዊያን ሰ.ኣሜሪካ ኮይና


ጋንታ ጋሽ ባርካ ሳውዝ ሳኮታ ተዓዋቲት መበል 34 ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራዊያን ሰ.ኣሜሪካ ኮይና
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:45 0:00

ኣብ ክፍለ ግዝኣት ሚነሶታ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ መበል 34 ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራዊያን ሰ.ኣሜሪካ ጋንታ ጋሽ ባርካ ሳውዝ ዳኮታ ተዓዋቲት ኮይና’ላ። እቲ ኣብ ከተማ ሚናፖሊስ ሚነሶታ ክካየድ ዝቐነየ ፌስቲቫል ስፖርት ኤርትራዊያን ብቐዳም ተዛዚሙ’ሎ። ጋንታ ሞሞና ሲያትል ሓደ ካብ አባላት’ታ ጋንታ ብቀይሕ ካርድ ምውጽኡ ዝብል ውሳነ ፈደረሽን ብዘይምቕባሎም ጸወታ ረጊጾም ምውጽኦም’ውን ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG