ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 250 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ሰበ ስልጣን ገሊጾም


ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ብዝተሓሓዝ ልዕሊ 250 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ሰበ ስልጣን ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:01 0:00

ዝሓለፈ ቐደም ኣብ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ክልል ኣምሓራን ኣብ ባህርዳር ከምኡ’ውን ኣብ ሓላፊ ስታፍ ኢትዮጵያን ካልእ ጡረተኛ በዓል ስልጣን ኣብ ዋና ከተማ አዲስ አበባ ዝተኻየደ መጥቓዕቲ ስዒቡ ኢትዮጵያ ኣብ ልዑል ሓለዋ ጸጥታ ከምትርኸብ ይፍለጥ።ናይ ጸጥታን ፍትሒን ግብረሃይሊ ልዕሊ 212 ጥርጡራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 43 ጥርጡራት ኣብ አዲስ አበባ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታው ትማሊ ሓሙስ ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG