ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ጸሓፊ መጽሓፍ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ(Gratitude in Low Voices)- 2ይ ክፋል
ኣብዚ ቀረባ ግዜ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ' ማለት 'Gratitude in Low Voices' ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ በዓል ሞያ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቡ ብዛዕባ ትሕዝቶ መጽሓፉን ድሕረ ባይትኡን ዝምልከት ኣካፊሉና ኣሎ። ኣቶ ዳዊት ነታ 46 ታሪኻዊ መወከሲ ሰነድ ገሊኡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ቅሉዕ ዝኾነ ሰነድ ዝሓዘለት መጽሓፉ ምስ ናይ ውልቃዊ ታሪኹ ብፍላይ ምስ ጉዕዞ ስደትን መንነትን ኣተሓሒዙ ከምዝጸሓፋ እዩ ዝገልጽ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 10, 2025
መጻኢ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ንሓያሎ ግንባራት ይዳሎ
-
መጋቢት 10, 2025
ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ንልዝብ ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩስያን ዩክሬንን ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም
-
መጋቢት 07, 2025
ሰሎሞን ድራር -- 45 ዓመታት ምስ ብርዒን ወረቐትን
-
መጋቢት 07, 2025
ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ 62 ሰባት እገዳ መገሻ ኣንቢሩ
-
መጋቢት 07, 2025
ዝምድና ቻይናን ኣመሪካን ናበይ ገጹ?