ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳንን ተቓወምቲን ንናይ ስለስተ ዓመት መሰጋገሪ መንግስቲ ምስምማዖም ተገሊጹ

ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳንን ተቓወምቲን ንናይ ስለስተ ዓመት መሰጋገሪ መንግስቲ ምስምማዖም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:45 0:00

ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ውድብ ንኣዋጅ ንናጽነትን ለውጢን ኣብ ስምምዕ ምብጽሑ ሎሚ ረቡዕ ኣፍሊጡ።እቲ ቤት ምኽሪ ክልቲኦም ወገናት እቲ ናይ መሰጋገሪ እዋን ንሰለስተ ዓመታት ክጸንሕ ምስምማዖም ገሊጹ’ሎ።

XS
SM
MD
LG