No media source currently available
ዓለምለኸ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ 2019 ናይ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ሳይንስ፡ትምህርትን ባህልን (ዩኔስኮ) ኣብ አዲስ አበባ ኣብ ዘዳለዎ ዋዕላ ተዘኪሩ ውዒሉ’ሎ።