ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቓወምቲ ሱዳን ወታሃደራዊ መሪሕነት’ታ ሃገር መዝነቱ ክረኽብ ይጠልቡ


ተቓወምቲ ሱዳን ወታሃደራዊ መሪሕነት’ታ ሃገር መዝነቱ ክረኽብ ይጠልቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:34 0:00

ናይ ተቓውሞ ምንቅስቃስ ሱዳን ወታሃደራዊ መሪሕነት’ታ ሃገር መዝነቱ ንሲቪላዊ መሪሕነት ክረኽብ ዝጠልብ ሰልፊ ኣብ መላእ ከተማ ካርቱም ሎሚ ሓሙስ ምክያዶም ተገሊጹ’ሎ። ኣብቲ ሎሚ ዝተኻየደ ሰልፊ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ዝተሳተፉ ኽኮኑ ከለው ጭርሖታትን ጽሑፋትን ብምሓዝ ናብ ጎደናታት ምውጽኦም ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG