ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰበ ስልጣን ሊብያ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ሕጽረት ቐረብ ከምዘሎ ይገልጹ


ሰበ ስልጣን ሊብያ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ሕጽረት ቐረብ ከምዘሎ ይገልጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:14 0:00

ሰበስልጣን መዳጎኒ ማእከል ስደተኛታት ከተማ ታጁራ ሊብያ ጠለብ ኣብቲ ቦታ ዘለው ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ንምምላእ ሕጽረት ቐረብ ከምዘሎ ትማሊ ረቡዕ ገሊጾም።ከተማ ታጁራ ኣብ መንጎ ብሕቡራት ሃገራት ዝድገፍ መንግስቲ’ታ ሃገርን ኮማንደር ምብራቓዊ ሊብያ ከሊፋ ሃፍተር ኹናት ዝካየደሉ ቦታ ተዳወብ ከተማ’ያ።

XS
SM
MD
LG