ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊት ወርቅነሽ ደጋፋን ኬንያዊ ላውረንስ ቸሮኖ ተዓዋቲ ቦስቶን ማራቶን 2019 ኮይኖም

ኢትዮጵያዊት ወርቅነሽ ደጋፋን ኬንያዊ ላውረንስ ቸሮኖ ተዓዋቲ ቦስቶን ማራቶን 2019 ኮይኖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:24 0:00

ትማሊ ሶኑይ ኣብ ዝተኻየደ መበል 123 ማራቶን ቦስተን ብደቂ ተባዕትዮ ኬንያዊ ላውረንስ ቸሮኖ ቀዳማይ ኮይኑ ክዕወት ከሎ ተዓዋቲ ማራቶን ቦስቶን 2013ን 2015 ኢትዮጵያዊ ለሊሳ ደዲሳ ካልኣይ ኬንያዊ ከኒስ ኪፕከሞ ድማ ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊቶም ኣለው።

XS
SM
MD
LG