ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኢትዮጵያዊያን መወቲ ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተፈጺሙ


ስነ ስርዓት ቀብሪ ኢትዮጵያዊያን መወቲ ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተፈጺሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:43 0:00

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኢትዮጵያዊያን መወቲ ዝሓለፈ ሰንበት ዝወደቐት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብደረጃ ሃገር ኣብ አዲስ ኣበባ ዝተፈጸመ ኽከውን ከሎ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ውሽጢን ወጻኢ ሃገር ናይ ዝኽሪን ሽምዓን ስነ ስርዓት ትማሊ ሰንበት ተፈጺሙ። ስድራቤት መወቲ ምልላይ ሬሳ ጊዜ ዝወስድ መስርሕ ብምዃኑ ሓደ ኪሎ ሓመድ ክቐብሩ ከምዝተወሃቦም ተፈሊጡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG